ምስ ኬንያዊ ጎያዪ ኪፕቾገ'ዶ ምተወዳደርኩም?

ምስ ኬንያዊ ጎያያ ኪፕቾገ'ዶ ምተወዳደርኩም?
Published

ኬንያዊ ኪፕቾገ ሎሚ ኣብ ቬና ዘኻእዶ ዘሎ ውድድር ኬንያውያን ብኣንክሮ ዝከታተልዎ ዘለዉ ውድድር እዩ።

ምክትል ፕረዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ነዚ ውድድር ክዕዘብ ኣብ ቬና ይርከብ።

እዚ ወናኒ ክብረ ወሰን ማራቶን ዝኾነ ኮፕቾገ ንውድድሩ ብትሕቲ ክልተ ሰዓት ንምውዳእ'ዩ ፈተነ ዘካይድ ዘሎ።

እስኪ ነገዛእ ነብስና ምስ ኪፕቾገ ነወዳድር፡ 42 ኪሎ ሜተር ንምውዳእ ምስ ኪፕቾገ ምስ ትወዳደሩ ንውድድርኩም ብኽንደይ ግዜ ምወዳእክሞ፡ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ፈለግ ብምጥቃቕ ፈትኑ።