35 ሽሕ ዘገልገለ ፕላስቲክ ተጠቒሙ ገዛኡ ዝሰርሐ ኢንዶኔዥያዊ

መግለጺ ቪድዮ, 35 ሽሕ ፕላስቲክ ተጠቒሙ ገዛኡ ዝሰርሐ ኢንዶኔዥያዊ
35 ሽሕ ዘገልገለ ፕላስቲክ ተጠቒሙ ገዛኡ ዝሰርሐ ኢንዶኔዥያዊ
Published

ኢንዶኔዥያ ካብ ዓለም ኣዝዮም ዝተበከሉ ሩባታት ዝሓዘት ሃገር’ያ። ኣብታ ሃገር ተሓላቒ ከባቢያዊ ኣየር ጋሪ ግን ነቲ ጸገም ንምቅላል ሓደ ምንቅስቓስ ጀሚሩ፤ 35 ሽሕ ፕላስቲክ ተጠቒሙ ገዛኡ ሰሪሑ።