ብ'ሃካ' ዝተሰናኸለ ባይቶ ኒውዚላንድ

መግለጺ ቪድዮ, ብ'ሃካ' ዝተሰናኸለ ባይቶ ኒውዚላንድ
ብ'ሃካ' ዝተሰናኸለ ባይቶ ኒውዚላንድ
Published

ኣብ ኒውዚላንድ ምስ ህዝቢ ማኦሪ ዝተገበረ ኣካታዒ ስምምዕ ዳግማይ ንምትርጓም ዝቐረበ ሕጊ ብ'ሃካ' ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ተሰናኺሉ ተሪፉ።