ንግስቲ ኤልሳቤጥ ንምስንባት ናብ ለንደን ዝኣትዉ ዘለዉ ወጻእተኛታት

መግለጺ ቪድዮ, ንግስቲ ኤልሳቤጥ ንምስንባት ናብ ለንደን ዝኣትዉ ዘለዉ ወጻእተኛታት
ንግስቲ ኤልሳቤጥ ንምስንባት ናብ ለንደን ዝኣትዉ ዘለዉ ወጻእተኛታት
ወጻእተኛታት
Published

ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ወጻእተኛታት ናብ ለንደን ተጓዒዞም ንዳግማዊት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ይሰናበቱ ኣለዉ። ካብ ኣሜሪካ ናብ ለንደን ተጓዒዛ ንንግስቲ እትሰናበት ዘላ ተመራማሪት ታሪኽ፡ ከም ተመራማሪት መጠን ኣብ ስርዓተ ቀብሪ እተን ንግስቲ ምርካባ ዕድለኛ ምዃና ገሊጻ።